ዓለምለካዊ ሆቴል ደስታ (Desta International Hotel) ንመስፋሕፍሒ ህንፀት ፕሮጀክት B+G+6 ህንፃ ዝተፈላለዩ ናይ መዛዘሚ ናይ ሙያ ስራሕቲ ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ሰብ ሙያ ብቅሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።