ተዓፅዩ

ሆስፒታል ስሑል ን2019 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ምግቢ ንተሐከምቲ :ኣቅሑት ፅሬት : ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ንስራሕቲ መሳለጢ ዘድልዩ ናይ ሓለዋ ፅሬት ኣውትሶርስ ግልጋሎት ግዝኣት ፡ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎትጋራዥ : ቐረብ ግልጋሎት ኦክስጅን ( ዝተፈላለዩ ዓይነት ቐረባት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር - ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ -

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 12, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ