ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 20, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ከተማ : መቀለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳድሩ ብጨረታ ክሸይጥ ሰለ ዝደሊ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑትን ዝተፈላለዩ _ ሃለቅቲ _ ንብረት ፈርንቸርን ኤሌክትሮንክስ ናይ መኪና ጎማታትን ዝተፈላለዩ ቅያር ስፔራትን ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ10.00
ዝወፀሉ መዓልቲ