ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፋላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ: ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድቲን ናይ ቢሮ አቁሑትን ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ሰርቪስ መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ዝተፋላለዩ ሕተመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከሕትምን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታለ ኮረም ዝተፈላለዩ አቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንዞም ቀፂሎም ተገሊፆም ዘለዎ ስራሕቲ ሕትመት :ጋዉን በዓል ሞያ ጥዕና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ማለት እዉን ፍርጅ: ከምኡዉን መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቲ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑ : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በኢፌዲሪ በግል ድርጅቶች ሠራተኞች ማህበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ ሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት በ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ከዚህ በታች በሎት የተዘረዘረዉ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ቡንባ: ኣንሶላ: መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር: ፃዕዳ ጣፍ :መለዋወጢ አቁሑት መኪና ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ ስለዝይ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ