ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ንተሃነፅቲ ሕጊ መንበሪ ገዛዉቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ዘድሊ ማተሪያል ህንፃ ናዉቲ ኣቅሑት መደበኛ በጀትን ከምእዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስኣ ቅሑት : ናይ ቢሮ ቀዋሚ ንብረት : ወናብርን :ኮምፒተራትን :ላፕቶፓትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ነቲ ትካል አገልግሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2010 3:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ :ዲስክ ቶፕ :ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቢመር : ፕሮጀከትር ዳታ : ፎቶ ኮፒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ናይ 2010 ዓም ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ን ንመሬት መቆፃፀሪ GCP ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ዝዉገድ ቀዋሚ : ንብረት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን አቁሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወርዒ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ን ዝተፈላለዩ ቆዋሚ ንብረት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሐበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ምድብ 1 ፅሕፈት መሳርሒ : ምድብ 2 ሕትመት : ምድብ 3 ኤሌክትሮኒክስን ሃለቅትን ቀወምትን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፎቶ መፅሄት: ፎቶ መፅሄት : መፅሓፍ : ሕትመት ፖስተር ክምእዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ዕድጊት ክፍዕም ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ