ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅና መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቕሑት /ላፕቶፕ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት እቶት ክፍለ-ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Electronics and Construction Materia (ኣቑሑ) ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትገራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ እንዳስላሴ ሸረ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ንዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ከይዲ ስራሕ ምልማዕ ንግዲ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ንራብዓይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካልም በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምዕዳግ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክን ኣቁሑትን ፊርቸርን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ- ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ