ተዓፅዩ

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቀሑ ቢሮ፣ ሕትመት፣ ኮምፒዩተራት ተዛመድቲ፣ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅሬት፣ ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈላለዮ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቆፀርትን ቱቦን መገጣጠምን :ናይ መኪና ጎማን ስፔራትን: ጀነሬተር፣ ኣየር ኮንዲሽነር ኤሲ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር፣ ዪፒኤስን ባክኣፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ሶፍትዌር ከፀግንን ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ስ/ዕ/ፋ/ነ/ምም/ር ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ