ተዓፅዩ

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 10, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 10, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ኣብ ዓመት 2016ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ፈርኒቸር ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ሕትመትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩምን እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብምምላእ ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክነፍልጥ ንፈቱ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ