ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሐፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ናይ ሐበር ዒላ ማንዋል ድሪሊንግ ኣብ ህንፀት ማይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ንዝተዋፈረሑ ሕጋያን ነጋዶ ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ እንዳሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጀክት ዝኮነ በርሚንግ ኮምፖስተ ኣብ ከተማ ማይ ጨዉ ፍሉይ ቦታ አዉራ ጎደና ወይይም ሸድ ብፕሮፈርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትሳተፉ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፍር ቁጠባ ወረዳ ኦፍላ ካብ FSRP Food System resilence progm ቀዳማይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514856 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ስምረት ፍሉይ ቦታ ገረብ ዓይኖ ማይ መንደር ካልኣይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514855 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ጎራ ፍሉይ ቦታ ገረብ ዓግዞባ ሳልሳይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514854 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ፋራ ፍሉ ቦታ ገረብ ፍንጣጣ ካብ ተረቀ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዝተጠቀሱ ቦታታት ህንፀት ልምዓት መስኖ ኮንስተራክሽን ኦፍ ካናል ኣፕግሪዲንግ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ኮንትራክተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፀት መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀት ስራሕቲን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ኩሉ ሃሪፋ ናይ እንስሳ መሐከሚ ፅገና ከምእዉን አብ ከይዲ ስራሕ ኤክስቴንሺን ኣብ ጣብያ ልምዓትን ዓዲንግስትን ድማ አብ ማእከል መሰልጠኒ ሐረስቶት ዝሰርሑ ስራሕቲ ብፕሮግራም ምጥንካር ስራሕቲ ምግቢ ማለት እዉን ፈድ ሲስተም ሪሳይለንስ ፕሪግራም በጀት ንምስራሕ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዘተሰማረዩ ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኣንዳ ሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጅክት ናይ ሓባራዊ ዕላ ኣብ ጣብያ ደሓዝቲ ፍሉይ ቦታ ዝባን ትምህርቲ ማይ ጎዳጉዲ 2 ዒላ ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ታሕታይ ሕያ ፍሉይ ቦታ ሰውሒ ያ ሰውሒ ወልደ ሰንበትን ገረብ ዓይኒን 3 ዒላ ዝኮኑ ፕሮጀክትታት ብምልክታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀት ስራሕቲን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ግልጋሎት ዝዉዕል መክተቢ እንስሳ ኣኒማል ክራሽ ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ፎድ ሲስተም ረሲላንስ ፕሮግራም በጀት ኣብ ጣብያ ዓዲንግስቲ ኣብ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዘተሰማረዩ ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰለኽለኻ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ DRIP ካብ ሸራሮ ናብ ዓዲ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፕሮጀክት ምድብ ሐደ መንገዲ ነበለት ፍላፍልን ማይቅነጣልን ምድብ ክልተ ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ነበለት ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ፕሮጀክት መንገዲ ዓዲግራት ፕሮጀክት መንገዲ ኣክሱም ፕሮጀክት መንገዲ ሸራሮን ናይ እግረኛ መጎዓዚ ቴራዞ ስራሕቲ ብንኡስ ስራሕቲ ተጫራቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ መንገዲ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ ነበላት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋርድ ቪል ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ