Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ረቋሕታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ