ተዓፅዩ

ፖሊ ቴክኒክ ሸረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ኮብልስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲን ሃለቅትን ማለት እውን ፈርኒቸር ኣቅሑ ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ህንፃ መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቶ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፡ ፅሬት ኣቅሑት፡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ፡ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ህንፃ መሳርሕን ' ናይ መኪና ጎማ ስፔርን መጋየፅን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ