ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 11, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳሪሒ ፅሕፈት ብር 6000.00: ንስፔር ፓርት 4000: ንኣቑሑት ኮንስትራክሽን 5000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s