ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 3, 2016 4:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መሳርሒ ዘገልግል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ስቴላ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21213/ቐ/መ/ማይ ዕለት 19/07/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 4, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 4, 2016 2:39 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መሳርሒ ዘገልግል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ስቴላ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21213/ቐ/መ/ማይ ዕለት 19/07/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ናይ ኢድ መፍትሒን ካልኦትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 12, 2016 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ምህንድስና ኣቁሑት ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ናይ ኢድ መፍትሒን ካልኦትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል Sheet Meta(ላሜራ ሻካራ) 1ሜ*2ሜ በዓል 1.5 ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21219/ቐ/መ/ማይ ዕለት 19/06/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2016 2:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት መጋቢት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል Sheet Meta(ላሜራ ሻካራ) 1ሜ*2ሜ በዓል 1.5 ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21219/ቐ/መ/ማይ ዕለት 19/06/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 25/7/2016 ዓ/ም ስዓት 4:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2016 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 25/7/2016 ዓ/ም ስዓት 4:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 3, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መጋቢት 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ኣልጋነሽ : ሙሴን : ሰደረን በቢጣቢዩ ፅሩይ ዝሰተ ማይ ክዝርጋሕ ስለዝተደለየ ነዚ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናይ ማይ ቡንባ ማለተ እዉን ናይ ፅሩይ ዝሰተ ማይ መቀያየሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብገባሪ ሰናይ ትካል ፕሮጀከት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ማለት DRIP 2 በጀት ዝምዉል ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 4, 2016 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ኣልጋነሽ : ሙሴን : ሰደረን በቢጣቢዩ ፅሩይ ዝሰተ ማይ ክዝርጋሕ ስለዝተደለየ ነዚ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናይ ማይ ቡንባ ማለተ እዉን ናይ ፅሩይ ዝሰተ ማይ መቀያየሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብገባሪ ሰናይ ትካል ፕሮጀከት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ማለት DRIP 2 በጀት ዝምዉል ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2016 2:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ኮምፒተርን ኣክሰሰርን ኣቕሑት፤ ኤለክትርክ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዕዳጋ ሓሙስናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን+4 ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ኮምፒተርን ኣክሰሰርን ኣቕሑት፤ ኤለክትርክ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ቆርቆሮ ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2016 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ቆርቆሮ ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።