Closed
ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲን ሃለቅትን ማለት እውን ፈርኒቸር ኣቅሑ ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ህንፃ መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታድብድቦ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቶ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ