ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኢንዳስትሪ፤ ግብርናን ኮንስትራክሽን መሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2018ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንቤት ፅሕፈታት ፣ ወረዳና አበርገለ የጭላ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታየጭላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

አብ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ናይ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ሕ/ገ/ልምዓት /ሴፍቲኔት/ ወረዳ 70 እንደርታ ) ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ዕድጊት ) ወይ ግልጋሎት ክፍፅም/ክረክብ/ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ህንፃ መሳርሒታት ብፕሮፎርማ - ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ