ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት : ፎቶ ኮፒ ማሽን: ኮምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ : ፕሮጀክትር :አቁሑት ቢሮን ሐለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒን ዝመሳሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ ከም ስካነር: ፎቶ ኮፒ :ላፕቶፕ: ፕሪንተር :እዚኦምን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት : ናይ ቢሮ ኣቑሑትን (office furniture) :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት (ኮምፒተር ፕሪንተር ስካነርን) ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን :መፅሓፍትን : ኣቁሑት ቢሮ :ኣቁሑት ገዛ :ህንፃ መሳርሒ: ዝተፈላለዩ ዓይነት መኪና ክራይ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንደርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሎም ንዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቲ ቢሮኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2008 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪ መለዋወጢ ኣቁሑተ ዓበይትን አናእሽተይ መካይን፡ሓደሽቲ TVS ሞተርን በዓል ሰለስተ እግሪ ባጃጅ ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ