ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2009 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኒፋክቸሪን ኮንስተራክሽን ንዋተርን ቴክኖሎጂ :ኤለክተሪካል ቴክኖሎጂ: (IT) ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይጨዉ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።