ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2010 ዓም ከልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር ኣክስሰሪ :ሕትመት:ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ሰልሳይ ፍርቂ ዓመት ኣቅሑት ፅሬትን: ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ላፕቶታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተራት ላፕቶፓት: ናይ ተምሃሮ ወንበርን :ደረቅ ወንበር : ሸልፍ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኔትዎርክ :ኮንክሪት ፓሎታት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ካርቶግራፊ : ቴራዞ ኮፍ መበሊ: ፋዉንቴን ጣዉላታትን: አንግል ኣይረን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን : ሕትመት : ፅሬት ኣቅሑት : ተገጣጠምቲ ኣቅሑት : ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ቡንባን ሳኒተርን ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንትን ቴክሳታይልን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተየተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮለጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ኣይስቲን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት : ኣቅሑት ህንፃን ኤሌክትሪክን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት :ሞተር ሳይክል ስፔር :ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዮ ኤለክትሮኒክስ ላፕቶፕ ዴስክቶፕ ኮምፒተር ፕሪንተር ፕሮጀክተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ