ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ቀወምቲ ናይ ቢሮ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንበዓል መዚ ተቖፃፃሪ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ኣብ 2018ዓ/ም ብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ንቮከሽናል ትምህርቲ ኮምፒተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ICT ናውቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ፎቶ ኮፒን መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ኢንተርኔት ኬብልን ኣክሰሰሪን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ላፕቶፕ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳሪሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ከተማ እንትጮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: መሳርሐቲታት ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት :ወንበር : ጠረጰዛ : መፅሓፍቲ : መሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት : ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ