ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ፣ ናይ መኪና ፅገናን ናይ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ 26/12 /2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ወረዳና ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ ኮምፒተሮች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ