ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት 2ይ ዘር ዕድጊት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ዕጥቂ ስፖርት፣ መፅሓፍቲ ፣ኣቅሑ ፅሬት፣ ሞተር ሳይክል፣ሳይክልን ፣ ቀወምቲ ንብረት፣ ብግልፂ መኪና፣ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ፅሬት ኣቕሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርንቸርን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ን 2012 በጀት ዓመት ንፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ዝምልኮቶም መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ መኪና ጎማ ፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሑ ሳይክል፣ ኣቅሑ ላብራቶሪን ኬሚካላትን፣ ሸቀጣ ሸቀጥ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2012 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑት ፅሬት: እምኒ ፣ ሓመድ ፣ጡብ፣ባህር ዛፍ ፣ ኣቅሑት ኣይቲ፣ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናዉቲ ኣዉቶ ፣ መሳርሒ ሞተር ሳይክልን ብሽክሌታን :ካልኦት ናዉቲ ትምህርቲ ን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰለኽለኻ ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2ይ ዙር ዝወፀ ምልክጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ን2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2012 3:48 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ቤት ዕዮ/ ፈርኒቸር/ ፣ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ናይ 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈለላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ልብስ፣ ፍቃድ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ጥረ ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ