ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንሰን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓ/ዓዲናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩናይ ደኩመንት ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንሰን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ: ንኣቀሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 15000 ቅረሺ : ንኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 50000 ቅርሺ : ንተሸከርከርቲ 15000 ቅረሺ : ከምእዉን ንመሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Stationery Coffee Tea Materials Materials to Equip WGSS Sites Materials for Furnishing Refreshment items ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Stationery Coffee Tea Materials Materials to Equip WGSS Sites Materials for Furnishing Refreshment items ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒን ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒን ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 3:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መሰተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማይ ትቦታታት :ናይ ትቦ መገጣጠሚታት :ናይ ፅሕፈትን : ፅሬትን መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታራማናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቀረብ መሰተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማይ ትቦታታት :ናይ ትቦ መገጣጠሚታት :ናይ ፅሕፈትን : ፅሬትን መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት : ንፅሬት ዝሕግዙ ኣቅሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዕዳጋ ሓሙስናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኮንስትራክሽን ኣቅሑት 50000 ቅርሺ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅርሺ : ንናይ ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት : ንፅሬት ዝሕግዙ ኣቅሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ መገጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ብቢ ሎቱ ይፈላላ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንብቢ ሎቱ ይፈላላቦታዉቅሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላናይ ደኩመንት ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ መገጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታዉቅሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ መገጣጠሚ ትቦታታት ኣቅሑት 20000 : ፕሪንተር : ኮምፒተር ኣቅሑት 15000: ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000: ኣቅሐት ኤሌክትሪክ 10000: ንኣቅሑት ፅሬት 5000 : ናይ መኪና ጎማ 20000ናይ ደኩመንት ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ