ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈትን ናይ ፅሬትን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።