ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስልጠናን ናይ ስነል ናውትን ናውትን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑት : ኣናሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 7, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ : ንኤሌከትሮኒክስ 3000 : ንፅሕፈትን ንፅሬት ኣቅሑተን 3000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ