ተዓፅዩ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን እማ ኣብ ዓዲ ክሰርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ሓሸዋን ፅርን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።