ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ፅሬት መሐለዊ ግልጋሎት ዝዉ ናይ ኢድ ሳሙና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 7, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ፅሬት መሐለዊ ግልጋሎት ዝዉ ናይ ኢድ ሳሙና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ኣደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ካብ ቆዋሚን ሃላቒን ወፃኢ ዝኾኑ ኣቑሑትን ኣብ በጀት ዓመት 2025/2026 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ25,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ኣደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ካብ ቆዋሚን ሃላቒን ወፃኢ ዝኾኑ ኣቑሑትን ኣብ በጀት ዓመት 2025/2026 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቐለብ ተምሃሮ ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ናይ ፅርየት ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቐለብ ተምሃሮ ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ናይ ፅርየት ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሬት አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሬት አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ንምግብነትን ፅሬት መሐለዊ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምግቢ እታወትን ናይ ፅሬት ኣቑሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 15, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ንምግብነትን ፅሬት መሐለዊ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምግቢ እታወትን ናይ ፅሬት ኣቑሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን እማ ኣብ ዓዲ ክሰርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ሓሸዋን ፅርን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን እማ ኣብ ዓዲ ክሰርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ሓሸዋን ፅርን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ፍራንስ ኤክስፐርት ንናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምግቢን ናይ ፐርሰናል ኣይተምን ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 18, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ፍራንስ ኤክስፐርት ንናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምግቢን ናይ ፐርሰናል ኣይተምን ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ካብ ምድሪ ቤት ክሳብ 6ይ ደብሪ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙስእ፡ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,0000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ካብ ምድሪ ቤት ክሳብ 6ይ ደብሪ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙስእ፡ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይቲን ህፃናት ፐርሶናል ኣይተምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይቲን ህፃናት ፐርሶናል ኣይተምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶክመንቴሽንን ናይ ፅሬት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶክመንቴሽንን ናይ ፅሬት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ