ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል GGP ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬትን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል GGP ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬትን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰርቪስ ፅገናን መካይንን ክገብር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታእምባ ኣላጀናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒን 20000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 10000 ቅርሺ : ንጋራጅ 10000 ቅርሺ : ንፅሬት 3000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰርቪስ ፅገናን መካይንን ክገብር ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ፅሬት መሐለዊ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣጃክስ ሳሙና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ፅሬት መሐለዊ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣጃክስ ሳሙና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሰልጠንቲ መመረቒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሰልጠንቲ መመረቒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ፅሬትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታራያ ዓዘቦናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መስከረም 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ፅሬትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ SOS Childrens Village HRP Project ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ ፅሬት አቅሑት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ስራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 4, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 4, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ110,000.00 ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : SOS Childrens Village HRP Project ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ ፅሬት አቅሑት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ስራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንከተምኢ አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ክልተ ባዶ ክልተ ባዶ ሰለሰተ ባዶ ኣርባዓተ ሎት ሐደ ድማ ቀበሌ ባዶ ሐደ ባኣዶ ሓሙሽተ ባዶ ሽድሽተ ደረቀ ጎሓፍ ምእካብን ምጎዓዓዝን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መስከረም 24, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንከተምኢ አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ክልተ ባዶ ክልተ ባዶ ሰለሰተ ባዶ ኣርባዓተ ሎት ሐደ ድማ ቀበሌ ባዶ ሐደ ባኣዶ ሓሙሽተ ባዶ ሽድሽተ ደረቀ ጎሓፍ ምእካብን ምጎዓዓዝን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከረክብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ ሳይክል እስፔር ፓርት : ናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ 30000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ ፡ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ፡ ናይ ፈርኒቸር 15000 ቅርሺ ፡ ናይ መኪና ስፔር ፓርት 15000 ቅርሺ ፡ ናይ ሳይክል ስፔር ፓርት 5000 ቅርሺ ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት 30000 ቅረሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 30, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ ሳይክል እስፔር ፓርት : ናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ