ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ጣብያ ጥዕና መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመትን ፅሬት ቑሑትንብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ጣብያ ጥዕና መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመትን ፅሬት ቑሑትንብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ከተማ እንትጮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: መሳርሐቲታት ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት :ወንበር : ጠረጰዛ : መፅሓፍቲ : መሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት : ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታእንትጮ ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንዝተረፉ ኩሎም ዓይነት ንብረታት 300 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ከተማ እንትጮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: መሳርሐቲታት ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት :ወንበር : ጠረጰዛ : መፅሓፍቲ : መሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት : ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት አገልግልት መሰተ ማይ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት ዝተፈላለየ መጠን ዘሎወም ትቦ ሆፕን : G1 መገጣጠሚ ፊቲንግን ካልኣይ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬትን ሰለሰተ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝተፈላለያ መካይን ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሓሙሽተ ዝተፈላለየ ኪሎዋት ዘለዎን ጀነሪተርን ዲናሞን ዘገልገላን ሐደሽትን : ሽድሽተ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ብቁርፅራፅን ሙሉኡን G1 ትቦታትን : ሸዉዓተ ዘገልግላ ቆፀርቲ: ሸሞንተ ዘገልገሉ ሮታት : ትሽዓተ ዘገልገሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሪተር አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንተራ ቁፅሪ 1 50000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን ኣርባዕተን 15000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ 5 50000 ቅርሺ ካብ ቁፅሪ ሽድሸተ ክሳብ 9 ንዘሎ ብድምር 25000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት አገልግልት መሰተ ማይ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት ዝተፈላለየ መጠን ዘሎወም ትቦ ሆፕን : G1 መገጣጠሚ ፊቲንግን ካልኣይ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬትን ሰለሰተ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝተፈላለያ መካይን ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሓሙሽተ ዝተፈላለየ ኪሎዋት ዘለዎን ጀነሪተርን ዲናሞን ዘገልገላን ሐደሽትን : ሽድሽተ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ብቁርፅራፅን ሙሉኡን G1 ትቦታትን : ሸዉዓተ ዘገልግላ ቆፀርቲ: ሸሞንተ ዘገልገሉ ሮታት : ትሽዓተ ዘገልገሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሪተር አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ በጀት 2018 ዓም ንመሳርሒ ፅሕፈት : ንፅሬት ኣቅሑትን : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታሮብናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 20000 ቅረሺ: ንፅሬት ኣቅሑትን 2000 ቅረሺ : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ 18000 ቅረሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ በጀት 2018 ዓም ንመሳርሒ ፅሕፈት : ንፅሬት ኣቅሑትን : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ንብረት ማለት እዉን ናይ ማይ ሓፂን ፕላስቲክን መገጣጠሚን : ናይ ማይ ቆፅርቲ : ናይ ቴክኒክ ኣቅሑት መሳርሒ :ፅሕፈት ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ከምእዉ ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርትን 10000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክ 10000 ቅርሺ: ናይ ማይ ኬሚካል ክለሪን 3000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ንብረት ማለት እዉን ናይ ማይ ሓፂን ፕላስቲክን መገጣጠሚን : ናይ ማይ ቆፅርቲ : ናይ ቴክኒክ ኣቅሑት መሳርሒ :ፅሕፈት ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ከምእዉ ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሳኒተሪን ካልኦት ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሳኒተሪን ካልኦት ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ኣብ 2018ዓ.ም ንሆስፒታል ኹሓ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለተለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ኣብ 2018ዓ.ም ንሆስፒታል ኹሓ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለተለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ቴክኒክ ኣቑሑት፣ ናይ ዕ/ት መሳረሒ፣ ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሪክን ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 8:20 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ደኩመንት ዋጋ150.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ቴክኒክ ኣቑሑት፣ ናይ ዕ/ት መሳረሒ፣ ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሪክን ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ