ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሮጀክተር : ፕሪንተር : ራየዘር : መራበሒ ፎቶ ኮፒ ማሽን : ናይ ላባራቶሪ ኣቀሑት : ከሚካልን ናይ ማይን : ኤሌክትሪክን ኣቅሑት : ናይ ሙዚቃ መሳርሒ : ናይ ግድግዳ ቀለም : ናይ ተምሃሮ ዓራትን ፍራሽን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ የደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ናይ HDPE ጥረ ኣቅሓ PE 100 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጎዳጉዲ ፀረጋ ዘገልግል Foam (Borehole Cleaning detergent) ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጎዳጎድ ፀረጋ ዘገልግል Foam (Bor... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 24/5/2016 ዓም ሰዓት ኣይተገለፀን ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኪንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ማለት ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 21 ሕዳር 2016 ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒናን ሳሙናን (Aqua tab & Multi purpose Soap) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ኬሚካላት መፃረዪ ማይ፣ ኣክሰብታ 2051 በዝሒ 2500 ኪግ ፣ ኮልትሬት በዝሒ 2500 ሊትሮ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ሳንታይዘር ፣ ፈሳሲ ሳና ካልኦትን ንምስራሕ ዘድልይዎ ኬሚካላት ተወዳደርቲ ብፕሮፎርማ ብምዕዳም ክዕድግ የደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣንሶላን ፍርናሽን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ኬሚካል ቤተ ፈተነን ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሜዲካል ሳፕላይ ሪኤጀንትን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ