Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒካ ንግስተ ሰባ ዓድዋ አብ 2018 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ንሓፀርቲ ስልጠና ዝዉዕል ዝተፈላለየ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ : ፅሕፈት ኣቅሑት : ኤሌክትሮነክስ : ኣዉቶሞቲቭ ኣቅሑትን :ጋርመንት ሌዘር ኣቅሑትን ብክልል ብርኪ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ