ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ካዝና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፓራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝካይዶም ናይ ህንፀትን ፅገናን መንገዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሐደ ናይ ዝተፈላለዩ ከበድቲ ማሽናት ዓበይትን ኣናሽተይን ተሽከርከርቲ ማካይን ክልተ ጎማን ባትሪን ንምግዛእ ሰለሰተ ስተሽነሪ ወይድማ መሳርሒ ፅሕፈት ንምግዛእ ኣርባዕተ ኣዘር ቱሉስን ንምግዛእ ሓመሸተ ዘይትን ቅብኣትን ምግዛእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዲ ዋተሪንግ ፓምፕ ከምእዉን ሃይ ፕሪጀር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት ነዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ( Construction Materials ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s