ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሰልጠንቲ መመረቒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን+3 ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሰልጠንቲ መመረቒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማሽን ክካረ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 30, 2018 8:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማሽን ክካረ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታኣጉላዕናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኤለክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን ማሽነርን ኣቁሑት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን+2 ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኤለክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን ማሽነርን ኣቁሑት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን+5 ተወሳኺ ኣንብብ : ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 27, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ንመስመራት ማይ ቡንቦ ሽቃቅን መሕፀቢ ነብሲ ዘድሊ መለዋወጢ ኣቅሑት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደለዩ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መስከረም 21, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ንመስመራት ማይ ቡንቦ ሽቃቅን መሕፀቢ ነብሲ ዘድሊ መለዋወጢ ኣቅሑት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደለዩ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ንናይ ማእከል ምርምር ሽረ ማይ ፀብሪ ሲት ላብራቶሪ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግን ጣዉላ ማዕፆ ብዝወፀ ዲዛይን መሰረት ስራሕቲ ምስ ትራንስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 16, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ንናይ ማእከል ምርምር ሽረ ማይ ፀብሪ ሲት ላብራቶሪ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግን ጣዉላ ማዕፆ ብዝወፀ ዲዛይን መሰረት ስራሕቲ ምስ ትራንስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Pipe ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 19, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መስከረም 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን ተወሳኺ ኣንብብ : ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Pipe ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ኮንስትራክሽንን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000 ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መስከረም 10, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ኮንስትራክሽንን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ