ተዓፅዩ

ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት አዉን እስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሕትመትን ከምእዉን ናይ ኢንዳስትሪ ናዉቲታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገለን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ :ኣቅሑት መኪናን : ኢንዳስትሪያላዊ ናዉቲን : ንነብስወከፍ መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕትመት ስራሕቲ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ቢድቦንድ 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኢንዳስትሪ፤ ግብርናን ኮንስትራክሽን መሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2018ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንቤት ፅሕፈታት ፣ ወረዳና አበርገለ የጭላ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታየጭላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ