Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ዓማዊል ዝርገሐ መስመር ንመስመር ፅገና ሐድሳት መሳርሒን ንኢድ መሳርሒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንጊታትን: ኤች ዲቢ ትቦን መገጣጠምን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 29, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ