ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና አብ ግድብ ገረብ ሰገን ዝስራሕ ዘሎ ስፒል ወይ ማለት መተንፈሲ አብ ከይዲ ዕገና ስለ ዘሎ ንብረት ዝሕልዉ ዋርድያታት ንሓለዋ ዝጥቀምሉ ገዛ መስርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሰርሒ አቁሑት ሚስማርን ቆርቆሮን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመኮኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ህንፃ መሳርሒ 4000 : ናይ ንህቢ መራብህቲ ን ናዉቲ ኣልባሳትን 10000 : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር 5000 : ኤሌክትሮኒክስን 10000ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2018 ዓ/ም ካልኣይ መንፈቕ በጀት ዓመት ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውቲ ናይ ህንፃ መሳርሕ፣ ናይ ብረታብረት ኣቁሑትን ንገዛመስርሒ ባሃርዛፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 4:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኣብ ዋኒኑ ከም ዝተገለፀ ወ/ሱ/ሳዕሲዕ ል/እ/ን/ምም/ር/ፋ/ን ቤት ፅሕፈት ንግልጋሎት ጥዕና ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል ኮንስትራክሽን ን ህንፃ መሳርሒን ካብ ዋሽ በጀት ብ ፕሮፎርማShoping/ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2018 4:30 ደ/ሰዓትቦታሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Electronics and Construction Materia (ኣቑሑ) ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ሽንት ቤትን ሻወርን መገጣጠሚ ኣቑሑን texlite ን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዘፈር ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ግልፂ ጨረታClosed ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሕፈት ሎት ክልተ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ሎት ሰለሰተ ኮበርታ ማለት እዉን ሚኒ ብላንኬት ሎት ኣርባዕተ ፕላስቲክ ሎት ሓሙሽተ ናይ ከበድቲ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ construction material (cement) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 2, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ