ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ: ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናውቲ ኣይሲቲ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መምሃሪ ተምሃሮ ቾክ፣ ሞተር ብስክሌት፣ ኣቅሑ ቢሮን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ትምህርቲን ኣመራርሓን ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ኮሌጅ ከገልግሉ ዝክአሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ናውቲ ትምህርትን መለዋወጢ ኣቅሑት ስፌት ማሽንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ GEQIP ብዝረኸቦ ገንዘብ ሓገዝ ንቤተ ንባብ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ዓመታዊ መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2011 9:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካለና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርትን ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ባይቶና መፅሓፍቲ ከሐትም ብጨረታ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእን ከሐትምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ህንፃ መሳርሒ: ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ቤተ ንባብ : ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ስፖርት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሕታት ማይን ኤሌክትሪክን ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መራብሒ ማሽንን ፣ፕሪንተርን ካልኦት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ