ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጨንፈር መቀለ በዓል 6ተ ደብሪ ህንፃ መስትያታትን ቤትሮታትን ንምፅራይ ስለዝደለየ ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።