Closed
ኣብ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ እትርከብ መለስ ዩኔን ዕ/ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ከብ ለካቲት 20/2007 ዓ/ም ክሳብ እዚ ደብዳቤ ዝተፃሓፈሉ ዕለት ዘሎ ናይ ስራሕ ምንቅስቃሰ ብናይ ውልቀ ኦዲተራት ኦዲት ክትግብር ትደሊ፤ ስለዝኾነ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ ብሽርክና ዝተዳለወ ይኹን ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 8, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሳሓርቲ ሳምረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ