ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንአገልግሎት ዝዉዕል ናይ ደርሆ ምርባሕን ኣዕዋፍ ካብ ቃልኪዳን ስቆጣ ዲክላሪሽን ብዝረከቦ በጀት ናይ ዶሃን ዝዓይነትን ጮቃዊት 45 መዓልቲ ዝገበራ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።