ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ናይ SLMP በጀት ዝከፈለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን እንስሳን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ናይ እፅዋት ዘርኢ : ናይ ደርሁን ኣዕዋፍትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ እፅዋት ዘርኢ 15100 : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍን 3100
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ