ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር ፋይናንስን ወ/ሱ : ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ናይ ስነ-ማዓዛ ግልጋሎት ውዕል ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሳ-ፃ-እምባ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።