ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብናይ ኤሴልምፒ KFW4 በጀት ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆፎ ንህቢ ምስ መሉእ ቀረቡ ማለት እዉን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ :ሞተራት ማይ ብረቆሒ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ ግሪን ሃዉስ ኣቅሑት ዕድጊትን ፅገናን : ኤንኩቬተርን : ሃቸርን : ናይ እንስሳት ቀለብ መጥሐንን መቀነባበሪ ማሽንን ከምእዉን ናዉቲ ቤት ዕዩን : ኣቅሑት መሳርሒ ንህብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ዝተአከበ ሰለስተ ኩምሪ ስርናይ ብዘመናዊ ክራይ ተካርዩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓውዲ ከእቲ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ሰፍትኔት ተወሳኺ ካፒታል ባጀት ናይ 20... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዝተፈላለዩ መዓልቲ ይዕፀው በቢ ሎቱ ይፈላላል ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤ/ሶ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ንከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ኢንዳስትሪ ኮንስትራክሽን ግብርናን መሳርሒ ናይ ቤ/ዕ/ትዘ/ቁ/ገ/ልምዓት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ የጭላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ከምደርሆ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ዘመናዊ ቆፈን :ካልኦትን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኣትክልተኛታት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑትን ናይ ሕርሻ እታወታትን ( Construction Materials and Agricultural Tools) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብፕሮግራም መጠናከሪ ስርዓት ምግቢ FSRP ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ዓዘቦ ተወሳኺ ኣንብብ