ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንፓምፕ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈቲንግ አቅሓ GI Socket 4"(Heavy duty) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንፓምፕ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈቲንግ አቅሓ GI Socket 4"(Heavy duty) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትርክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 18, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትርክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ አጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2018 ዓም ንከተምኡ ዘገልግሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ባዉዛን ኬብልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታኣጉላዕናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ አጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2018 ዓም ንከተምኡ ዘገልግሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ባዉዛን ኬብልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንኮምሺን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥሪ 9, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኮምሺን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ኣቅሑት ቢሮ ኦፈስ ፈርኒቸር : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሎት ሰለስተ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና : ሎት ኣርባዕተ ሶላር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2018 3:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ኣቅሑት ቢሮ ኦፈስ ፈርኒቸር : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሎት ሰለስተ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና : ሎት ኣርባዕተ ሶላር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 19, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 20000 ብር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ጎማ መኪና : ቅብኣት : ናይ እንስሳ መድሐኒትን ናዉቲን ንሕድሕድ 5000 ብር : ኤሌክትሮኒክስ 30000 ብር : ንፈርኒቸር ዘይቲ ሞተርን መኪና : ህንፃ መሳርሒን : ሕትመትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዝፀገን ማዕፆን መስኮትን ናይ መኪና ፔር ፓርትን ንሕድሕድ 2000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 4, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደደ መሰረተ ልማዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ትራፊክ መብራህቲ ብደረጃ ሓሙሸተን ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደደ መሰረተ ልማዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ትራፊክ መብራህቲ ብደረጃ ሓሙሸተን ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 5:30 ደ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ መሳርሒ ህንፃ 20000 ፡ ሞተር ናይ ማይ 8000 ፡ ፈልሲ ጣብያ 30000 ፡ ናይ ሓባር ዒላ 30000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ኤስኤች ኣይዲፒ ብዝረከቦ በጀት ኣብ ወረዳ ሰዉዓ ሳዕስዕ ጣብያ ሰዉነ አገልግሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ቀረብ ተከላ ሶላር ፓምፕን ስራሕቲ መስኖን ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2018 3:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ኤስኤች ኣይዲፒ ብዝረከቦ በጀት ኣብ ወረዳ ሰዉዓ ሳዕስዕ ጣብያ ሰዉነ አገልግሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ቀረብ ተከላ ሶላር ፓምፕን ስራሕቲ መስኖን ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንርክብ ህዝቢን ልምዓታዊ ትልምን ዝውዕል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 28, 2018 11:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንርክብ ህዝቢን ልምዓታዊ ትልምን ዝውዕል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።