ግልፂ ጨረታተዓፅዩ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጀነሬተር አቁሑን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጀነሬተር አቁሑን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2017 5:30 ቅ/ሰዓትቦታፍረወይኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት : ሞተር ሳይክልን : ሳርፊስ ፖላር ዋተር ፓምፕ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 10, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት 10000 : ሞተር ሳይክልን 10000 : ሳርፊስ ፖላር ዋዋተር ፓምፕ 15000ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት : ሞተር ሳይክልን : ሳርፊስ ፖላር ዋተር ፓምፕ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንናይ ቢሮ መካይን ናይ ፍጥነት መቀነሲ ድሕንነት ትራፊክ ገጠማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገጥም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንናይ ቢሮ መካይን ናይ ፍጥነት መቀነሲ ድሕንነት ትራፊክ ገጠማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገጥም ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት(Spare parts) ' ሞተር ሳይክላትን Surface solar water pumpን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 10, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሳ-ፃ-እምባናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000 ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት(Spare parts) ' ሞተር ሳይክላትን Surface solar water pumpን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብናይ FSR በጀት ዝኽፈል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2017 3:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብናይ FSR በጀት ዝኽፈል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኮሚሽን ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና GPS ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከግጥምን ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 19, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2017 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኮሚሽን ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና GPS ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከግጥምን ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ስልጠና ማሽናት ናይ ዕንጨይቲ ማሽን : ናይ ሓፂነ መፂን ማሽን : ናይ ብሉኬት ማሽን : ናይ ክዳን መስፈይ ሳርቶ ወይድማ መኪና በጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2017 9:30 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ16,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ስልጠና ማሽናት ናይ ዕንጨይቲ ማሽን : ናይ ሓፂነ መፂን ማሽን : ናይ ብሉኬት ማሽን : ናይ ክዳን መስፈይ ሳርቶ ወይድማ መኪና በጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሓኒት እንስሳት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ትራክተር መኪና መለዋወጢ አቅሑት : ኣቅሑት ማይ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ዘርኢ ኮሚደረን : መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሓኒት እንስሳት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ትራክተር መኪና መለዋወጢ አቅሑት : ኣቅሑት ማይ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ዘርኢ ኮሚደረን : መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ትራክተር መኪና ስፔር : ናይ ማይ ኣቁሑትን ፡ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ፣ ናይ ዘርኢ ቲማትምን ናይ ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ትራክተር መኪና ስፔር : ናይ ማይ ኣቁሑትን ፡ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ፣ ናይ ዘርኢ ቲማትምን ናይ ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡