ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 2, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 2, 2018 10:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መስከረም 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሰልጠንቲ መመረቒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሰልጠንቲ መመረቒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኤለክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን ማሽነርን ኣቁሑት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኤለክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን ማሽነርን ኣቁሑት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሸከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሸከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ንማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋደሪል መንገዲ ስራሕቲ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መስከረም 24, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ንማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋደሪል መንገዲ ስራሕቲ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 27, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ጎደና መብራህቲ ፅገና ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 4, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ጎደና መብራህቲ ፅገና ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ብዘት ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፈርኒቸር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኣቅሑት ፈርኒቸር 10000 ብር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ብር : ንናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን 16000 ብርዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ብዘት ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፈርኒቸር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ KFW ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ከተማታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ዕድጊት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 4, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ600.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት መስከረም 18, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ KFW ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ከተማታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ዕድጊት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ