ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል ኣብ ዝሰርሖ ዘሎ ደረጀኡ ዝሓለወ ናይ ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል ናይ ምስፍሕፋሕ ህንፃ ስራሕቲ ብዓል ሽዱሽተ (6) ደብሪን ሓደ ቤዝመንትን(B+G+6 Floor Building) ናይ ኤሌክትሪክን ሳኒታሪን ሰፋሕቲ ስራሕቲ(Electrical & Sanitary Utilities Installation Works) ብዘለዎ ናይ ህንፃ ንድፍን ዝርዝር ስራሕትን(as per Design & Specification)ብፅፈትን ፅሬትን ብዝተውዓዓሎ ናይ ግዜ ገደብ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ