ተዓፅዩ

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ የWhite Board Marker ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2018 2:35 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 26, 2018 2:40 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ጉዳያት ኮሚንኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ምሕታም መቃልሕ ጋዜጣ ብጨረታ ከወዳድር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

Mekelle University: want Procurement of Laptop Computer

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Thursday 30th, April 2026 12:17 pm (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንThursday 30th, April 2026 12:18 pm
ቦታMekelle
ዝወፀሉ መዓልቲ

መቐለ ዩኒቨርስቲ ለተማሪዎች አገልግሎት የሚውል ምግብ ግብአት ቀይ ሽንኩርት ግዢ መፈፀም ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2018 2:41 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 23, 2018 2:50 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019