Closed
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2012 ዓ/ም 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፤ምድብ 2- ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ኣርም ቼር ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 10, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣክሱም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ