Closed
ፍሉይ ምልክታ ሊዝ ጨረታ ንበዓል ኾኾብ ሆቴልን ማእኸል ዕዳጋን ንምትሕልላፍ ኣብ 2012ዓ/ም ን 2ይ ዙር ዝቀረበ ፍሉይ ምልክታ ሊዝ ጨረታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ከ/ስ/ምም/ር /ልምዓት ማነጅመንት መሬትን ብመልክዕ ሊዝ ናብ ተጠቀምቲ ዝመሓለለፉ ቦታታት መበገሲ ዋጋ ጨረታ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሰቲት ሑመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ