ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሓድነት ዝርከብ ጣብያ ጥዕና ኣግኣዚ ንምስፍሕፋሕ ጣብያ ጥዕና MSH 2 ህንፀት ስራሕቲ ንደኣንት ማሕበራት ብደረጃ 8ተኣናእሽተይ ንግዲ ትካል ስራሕ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ